Things are getting wrong !!....
Whose Fault is it ?
What should we do ?
Eye opening Interview with
Mr Goitom Sium Mebrahtu
Safe Guarding Quality Assurance Senior Manager
ዕላማን አስተምህሮን First Love Voice "ቀዳመይቲ ፍቕሪ" ብኹሉ መዳይ ኣብነታዊ "ሞዴል " ክኸውን ዝኽእል ዕውት ቤተሰብ (ስድራቤት) ብምፍጣር : ሰብኣይን ሰበይትን ከምኡውን ቤቶም ብፍቕሪ እትማሙቕ ክትከውን ኣብ ምውሓስ ንምንቃሕ እዩ።
ስለዚ ኣብ ሓዳርኩም ይኹን ኣብ ናይ ካልኦት ሓዳር ዝረኣኽምዎ ክንድህስስ ኣለዎ እትብልዎ ሕቶታት ወይ ብድሆታት ምስዝህሉ: እብ ታሕቲ ዘሎ Comment ወይውን እብ First Love Voice ብምውካስ inbox ግበሩልና።
ከም ሕርያኹም ንስምኩም ብምስታር : ብጽሑፍን ምስልን : ኣብ ግዚኡ መልሲ ክንህብ ኢና።
First Love Voice Tele 0044 7961829192
0 Comments